ካምፓላውያን 🎉 ዝደለኹሞ ሎሚ ጥለቡ ኣብ ዝደለኹሞ ኣድራሻ ከነምጻኣልኩም ኢና፡
ብዛዕባና
አገልግሎት አብ ውጢ ኡጋንዳ
ቡፈ-ሶፕ
ንሕና ተቐመጥቲ ካምፓላ ኡጋንዳ ኮይንና ናቕረብቲ ፍርያት ፍርያቶም ናብ ተጠቀምቲ ብቐሊሉን ብዝሰለጠን መንገዲ ንክበጽሖም ኢልና ዘዳለናዮ ፕላትፎርም’ዩ።
ኣብዚ ፕላትፎርም ንበረት ይኹን ዝኾነ ናይ ገዛ ኣስፔዛ ብርትዓዊ ዋጋ ዝሸየጥ ኮይኑ ናብ ዓማዊል ደሊቨር ኮይኑ ከኣ ኣብ ግዚኡ ክበጽሖ ይኽእል፡
ኣብዚ ፕላትፎርም ንበረት ይኹን ዝኾነ ናይ ገዛ ኣስፔዛ ብርትዓዊ ዋጋ ዝሸየጥ ኮይኑ ናብ ዓማዊል ደሊቨር ኮይኑ ከኣ ኣብ ግዚኡ ክበጽሖ ይኽእል፡
-
ዝጠለብኩሞ አብ ገዛኩም
-
ዝደለኩሞ አብ ኢድኩም
-
ዝጠለብኩሞ
አብ ሓኂር ሰዓታት ጠለብኩም አብ ኢድኩም ነብሓጽልኩም
-
አከፋፍላ
ክፍሊት ንብረት አብ ኢድኩም ምስ ተረከብኩምዩ።
ዝጠለብኩሞ
ካብ ኡጋንዳ ናብ ዝደለሞ ቦታ ንሰድድ፤
ዕላማና
ንነበርቲ ኡጋንዳ ይኩን ናብ ደገ ዝነብሩ ዓማዊልና ዝደለይዎ ፍርያትናይ ሕብረተሰብና ናብ ዝሓበሩና ቦታ ምብኃሕዩ።
አገባብ ምጥላብ
ብቀሊሉ ዝደለክዑሞ ንብረት ምስ ረከብኩም አቡኡ ጠውቁ ብድሕሪኡ ናብ ሳንጣ አእቱ ትብል መልጎም ጠዊቅና ክንጠልብ ንክእል ኢና።
ውሕስነት፤ ጠለብኩም፥
ጠለብኩም ውሑስ ፍርያት ኮይኑ ካብ ውሑስ ቦታ አብ ኢድኩም ብውሕስነት ክበኅሕዩ።
ምምላስ ንብረት ወይ ገንዘብ
ዝጠለብኩሞ አየዕገበኩምን፤ ብመሰረት አብ ውዕልና ዘሎ ከንመልሰልኩም ድሉዋት ኢና።
ሓገዝ
ካብ ምግዛዐ ገሚርካ ክሳብ ምምላስ እንተአጋጢሙ ወትሩ ክንሕግዘኩም ምሳኩም አለና።
ቅልጡፍ ምብጻሕ
ጠለብ ቀልጢፍና ንብጽሕ
ንብረት ናይ ምምላስ
ንዝምለስ ንብረት ንቕበል
ውሑስ ኣከፋፍላ
ብካሽ’ውን ንቕበል
ዓበይቲ ምጉዳል ዋጋ
ብልዑል ምጉዳል ዋጋ ጥለቡ




